Help City Light Plan for the Future

Over the next 10 years, the demand for electricity in our area is expected to double. We are developing a plan to meet this demand while also being responsive power outages caused by weather, replacing old equipment, and managing rising energy costs.

Thank you for taking the time to share what's important to you to inform planning for our shared energy future.

Español (Spanish) | 正體字 (Chinese, traditional) | 简体中文 (Chinese, simplified) | Tiếng Việt (Vietnamese) | Af-Soomaali (Somali) | 한국어 (Korean) | አማርኛ (Amharic) | Pусский язык (Russian) | 日本語 (Japanese) | ትግርኛ (Tigrinya)  | اَلْعَرَبِيَّةُ (Arabic) | Afaan Oromoo (Oromo) | हिन्दी (Hindi) | Français (French) | Українська мова (Ukrainian)
ንዓኻ ኣዝዩ ዘገድሰካ እንታ'ዩ፥ ኣተኣማንነት- ንዓይ ሓይሊ ኤለትሪክ ኣብ ዝደለኹዎ ግዜ ክረክብ ኣገዳሲ ኢዩ። ተመጣጣኒነት- ናይ ኤለትሪክ ሕሳበይ ዓቕመይ ምዃኑ ምፍላጥ ንዓይ ኣገዳሲ ኢዩ።(Обов’язково.)
ንዓኻ ኣዝዩ ዘገድሰካ እንታ'ዩ፥ ኣካባቢያዊ ውሕስነት- እቲ ኣነ ዝጥቀመሉ ኤለትሪክ ንህዝቢ ወይ ንዓለም ዘይጎድእ ምዃኑ ንዓይ ኣገዳሲ ኢዩ። ኣተኣማንነት- ንዓይ ሓይሊ ኤለትሪክ ኣብ ዝደለኹዎ ግዜ ክረክብ ኣገዳሲ ኢዩ። ተመጣጣኒነት- ናይ ኤለትሪክ ሕሳበይ ዓቕመይ ምዃኑ ምፍላጥ ንዓይ ኣገዳሲ ኢዩ። ኣካባቢያዊ ውሕስነት- እቲ ኣነ ዝጥቀመሉ ኤለትሪክ ንህዝቢ ወይ ንዓለም ዘይጎድእ ምዃኑ ንዓይ ኣገዳሲ ኢዩ።(Обов’язково.)
ንዓኻ ኣዝዩ ዘገድሰካ እንታ'ዩ፥ ኣካባቢያዊ ውሕስነት- እቲ ኣነ ዝጥቀመሉ ኤለትሪክ ንህዝቢ ወይ ንዓለም ዘይጎድእ ምዃኑ ንዓይ ኣገዳሲ ኢዩ። ኣተኣማንነት- ንዓይ ሓይሊ ኤለትሪክ ኣብ ዝደለኹዎ ግዜ ክረክብ ኣገዳሲ ኢዩ።(Обов’язково.)
ብኽብረትካ ኣብ መጻኢ እቲ ዝለዓለ ቀዳምነትካ ንኤለትሪሲቲ ዘንጸባርቕ እዩ ትብሎ ሓሳባት ምረጽ፥(Обов’язково.)
ዘተኣማምን ሓይሊ መብራህቲ ማለት ንዓኻ እንታይ ማለት'ዩ?
ኣካባቢያዊ ውሕስነት ኤለትሪሲቲ ማለት ንዓኻ እንታይ ማለት'ዩ?
ኣብ ዝመጽእ 10 ዓመት ጠለብ ብዕጽፊ ክዓቢ ትጽቢት ይግበር፣ ኣብ ማሕበረ-ሰብካ ብብዝሒ ክጥቀሙሉ ክትርእዮ ትደሊ ኣየናይ ዓይነት/ታት ምንጪ ጽሩይ ወይ ተሓዳሲ ኤነርጂ ኢዩ?
ስለምታይ እዩ ኣብዞም ምንጪ ኃይልታት ተገዳስነት ዘለካ? ብኽብረትካ ምርጫኻ (ታትካ) ግለጽ፥
ገለ ዝረሳዕናዮ ወይ ድማ ተወሳኺ ርኢቶ እንተሃልዩካ፣ ብኽብረትካ ኣብ ታሕቲ ኣካፍለና።
ብኽብረትካ ብዛዕባ መጻኢ ናይ ሓባር ጸዓት ብኸመይ መደብ ነውጽእ ከምዘለና ሓደሽቲ ምዕባለታት ንክትረክብ ኢመይልካ ኣብ ታሕቲ ጸሓፈልና።