“FABRIC OF COMMUNITY” Survey

ስያትል ፓርክስ ኤንድ ሪክሬሽን [Seattle Parks and Recreation] ኣብ S Charlestown St between 34th Ave S and 35th Ave S. ሓድሽ መናፈሻ ኣብ ምንዳፍ እዩ ዝርከብ። መጺኹም ነዚ ኣብ ጥቓኹም ዝስራሕ ንድፊ መናፈሻ እንታይ ክመስል ከመዘለዎ ኣስተዋጸኦ ግበሩ። ናይዞም ኣብዚ ቀረባ ዝርከቡ ማሕበረሰባት ዝተፈላለዩ ሓድግታትን ባህልን ዘካትት ጥበብን ማእለማታት ዓለባን ነተኣኻኽብ ኣለና። እቲ ናትኩም ሓሳብ፡ ነቲ ናይዚ ማሕበረሰብ ጥበብ ሓደ ጽቡቕ ገለጺን ወካልን ክኸውን ይኽእል እዩ።

Question Title

* 1. እቲ ናትኹም ሓድጊ ነየናይ ክፋል ዓለም እዩ ዝውክል?

Question Title

* 2. ምስቲ ናተይ ትብልዎ ሓድኪ ኣየናይ ጥበብን ማእልማ ዓለባን እዩ ከም ኣብነት ዝጥቀስ?

Question Title

* 3. ኣየናይ ናይ ማእለማ ዓለባ ስራሕቲ መይላታት እዮም ናትኩም ሓድኪ ብትኽክል ዝውክሉ? ኣብ ክንዲ ዝኸኣልክምዎ ምልክት ግበሩ።

Question Title

* 4. 4. ካብ ስእሊ ወይካኣ ዝኾነ ንጥበብ ዝኸውን ኣብ ኢድኩም ሓሳብ ኣሎ ድዩ? ከምኡ እንተኾይኑ፡ ነቲ መናፈሻ ዝኸውን ናይ ቅርጻ ቅረጺ ስራሕቲ [ኣብቲ ዝቕጽል ሕቶ] ኣድራሻኹም ለኣኹልና፤ ስእሊ እንተኾይኑ ድማ ኣላግብዎ።

PDF, PNG, JPG, JPEG file types only.
Choose File

Question Title

* 5. 5. ዝኾነ ሓድሽ ሓሳብ እንተለኩም ወይድማ ግብረ መልሲ ክትህቡ እንተደሊኹም ኢመይልኩም ኣብዚ ኣስፍሩ። ምስ ኢመይሎም ቴሌፎንኩም እትህቡና መልስታት፡ ናብ ዕጻ ህያብ ሴፍወይ ካርድስ [Safeway gift cards] ክኣትዉ እዮም።

Question Title

* 6. ካብቶም ስዒቦም ዝረአዩ ማእለማ [ጥበባት] ነቲ ምርጫኹም ዝኾነ ጠውቑ ወይ ድማ ናዕኹም እንታይ ትርጉም ከምዝህበኩም ግለጹ [ኣብ ዝቕጽል ሕቶ] ኣብ ክንዲ ዝኸኣልክምዎ ምልክት ግበሩ።

Question Title

* 7. እቶም ጥበባት [ቅርጽታት] እንታይ ትርጉም ከምዝህብኹም ግለጹ [ግድነ ኣይኮነን]

0 of 7 answered
 

T