HELD – Expression of Interest Form (Tigrinya | ትግሪንያ) ሄልድ (HELD) – ቅጥዒ መግለጺ ተገዳስነት አብ ሄልድ ንምስታፍ ንዝገበርኩምልና ተገዳስነት የቐንየልና።እዚ ቅጥዒ እዚ ንዓኹምን ንውላድኩምን ንኽንፈልጠኩም፣ ከምኡ’ውን ኣብ ዓውደ መጽናዕትታትና ንኽትሳተፉ ብኸመይ ክንድግፈኩም ከም እንኽእል ንምርዳእ እዩ።አብ እዚ ቅጥዒ መሊእኹም ማለት ንሙሉእ ፕሮጀክት ቃል ትኣቱ ኣለኹም ማለት ኣይኮነን። ምሳና ዕላል ንምጅማር ቀዳማይ ስጉምቲ እዩ።ዝኾነ ሕቶ ምስ ዝህልወኩም ወይ ነዚ ቅጥዒ ንምምላእ ሓገዝ ምስ እትደልዩ፣ በዚ ዝስዕብ ኣድራሻና ርኸቡና፤community@companyofothers.org.uk /01912761524 ብዛዕባ ሓበሬታኹም (መረዳእታ/ዳታን ክንክንን)ትካል ካልኦት ነቲ እተካፍልዎ ሓበሬታ ናብዞም ዝስዕቡ ጥራይ እዩ ዝጥቀመሉ፡-● ብዛዕባ ናይ ሄልድ ዓውደ መጽናዕትታት ንምርካብ።● ናይ ተበጻሕነትን ደገፍን ድሌታት ንምርዳእ● ኩሉ ሰብ ውሕስነትን ጽቡቕ ዕድልን ንኽስምዖ ክፍለ ግዜታት ንድፊ ንምግባርሓበሬታኹም ብውሑስ መንገዲ ክንዕቅቦ ኢና፤ ከማኡ’ዉን ካብ’ቲ ናይ ፕሮጀክት ጉጅለ ወጻኢ ኣይነካፍሎን ኢና። Next