ናይ ብሕታውነት ምልክታ፥
ኣብ'ዚ ዳህሳስ ዝወሃብ ሓበሬታ ከም ህዝባዊ መዝገብ ዝተሓዝ ብምዃኑ ንህዝቢ ዕላው ክግበር ይኽእል እዩ። ተወሳኺ ሓበሬታ ንምርካብ፡ ነቲ ኣዋጅ ህዝባዊ መዝገብ፡ RCW ምዕራፍ 42.56 (Public Records Act, RCW Chapter 42.56) ረኣይ። ነቲ ካባኻ እንረኽቦ ሓበሬታ ብኸመይ ከም እንሕዞ ክትፈልጥ እንተደሊኻ ነቲ ናይ ብሕታውነት መግለጺ ረኣይ።
ናይ ስራሕ ቦታኹም ኣብ ፓዮንየር ስኴር፡ ቻይናታውን ኢንተርናሽናል ዲስትሪክት (CID)፡ ኦቴሎ ወይ ረይነር ቢች እንተኾይኑ፡ ነዚ ነጻ ናይ ORCA ካርድ ንምርካብ ነዚ ዝስዕብ ናይ ምዝገባ ቅጥዒ ክትመልኡ ትኽእሉ ኢኹም። እንተደኣ ብቑዕ ኮይንካ፣ ነቲ ካርድ ናብ'ቲ ናይ ስራሕ ቦታኻ ብፖስታ ክንልእኸልካ ኢና። እቲ እትህበና ሓበሬታ ምስ ካልኦት ኣካላት ኣይክነካፍሎን ኢና፣ ንስራሕቲ ገምጋም እዚ መደብን ትካልን ጥራሕ እዮም ኣብ ጥቕሚ ክውዕሉዎ። ተወሳኺ ሓበሬታን ናይ ብቑዕነት ሮቛሒታት ንምርካብ ናብ ወብ ሳይት ORCA Recovery Card Program ተወከስ።

Question Title

* 1. ምሉእ ስምካ መን ይበሃል?

Question Title

* 2. ናይ ኢሜይል ኣድራሻኻ እንታይ እዩ? ነዚ ናይ ምሕዋይ ካርድ ዝምልከት ሓበሬታ ምስኻ ንምክፋል ክንጥቀመሉ ንኽእል ኢና።

Question Title

* 3. ቁጽሪ ስልክኻ ክንደይ እዩ? ነዚ ናይ ምሕዋይ ካርድ ዝምልከት ሓበሬታ ምስኻ ንምክፋል ክንጥቀመሉ ንኽእል ኢና።

Question Title

* 4. ኣበይ ኢኻ ትሰርሕ? (ስም እትሰርሓሉ ቦታ ጸሓፍ)

እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ድማ ኣብ'ዚ ሐዚ እዋን ዘለዉኻ ናይ ጉዕዞ ባህሪያት ብዝምልከት ክሓቱኻ እዮም። እቲ እትህቦ መልሲ ካርድ ምሕዋይ ኦርካ ዘለዎ ጽልዋ ክንርዳእ ዘኽእለና እዩ። እቶም ነዞም ሕቶታት እዚኦም እትህቦም መልሲታት ኣብ'ቲ ተጠቃማይ ካርድ ምሕዋይ ኦርካ ናይ ምዃን ዕድልካ ጽልዋ ዘሕድሩ ኣይኮኑን።

Question Title

* 5. መብዛሕቲኡ ግዜ ንትራንዚት (መጉዓዚያ) ብምንታይ ኢኻ ትኸፍል?

Question Title

* 6. ኣብ ልሙድ ሰሙን፣ ክንደይ ግዜ ዝኾን ህዝባዊ ትራንዚት ትጥቀም?

Question Title

* 7. ብዛዕባ እቲ ሐዚ ዘለካ ናይ ጉዕዞ ታሪኽ እንዳሓሰብካ፣ ብኽብረትካ በዞም ዝስዕቡ መግለጺታት ክንደየናይ ከም እትሰማማዕ ምልክት ግበር፡

  ኣዝዬ ይሰማማዕ ይሰማማዕ ገለልተኛ ኣይሰማማዕን ፈጺመ ኣይሰማማዕን
ካብን ናብን ስራሕ ንምጉዓዝ ቀሊል እዩ
ህዝባዊ ትራንዚት ንዓይ ክሽፍኖ ዝኽእሎ እዩ
ናብ ስራሕ ንምኻድ ህዝባዊ መጎዓዚያ ይጥቀም እየ
ካብ ስራሕ ወጻእ ዝኾኑ ንጥፈታት ሂወት ንምክያድ ህዝባዊ ትራንዚት ይጥቀም (ንኣብነት ናይ ሸቐጥ መደብራት፣ ቤት ትምህርቲ፣ ናይ ሕክምና ቆጸሮታት፣ ወዘተ።
ናብ'ቶም ግዜ ከሕልፈሎም ዝኸደሎም ቦታታት(ፓርክታት፣ መሓዙትን ስድራ ቤትን ንምርኣይ፣ ወዘተ) ንምኻድ ህዝባዊ ትራንዚት እዬ ዝጥቀም።
ህዝባዊ ትራንዚት ኣነ ክጥቀሞ ዝመርጾ ናይ መጎዓዚያ ኣማራጺ እዩ።

T