ስነ-ህዝባዊን ናይ ግላዊነት ምልክታታት

ንምንታይ ኢና ስነ-ህዝባዊ ሓበሬታታት ንሓትት ዘለና፡ ኩሉ ኣባል ማሕበረሰብ ውክልና ክህልዎ ኣብ ምግባር ናትኩም ሓገዝካ ንጠልብ አለና። ነቶም ከም ኣማራጺ ዝቐረቡ ሕቶታት ብዛዕባ ዚፕ ኮድ፣ ዓሌታዊ መበቆል፡ ጾታ፣ ዝምልከቱ ሓዊሱ ንኹሎም ሕቶታት እዚ ዳህሳሳዊ መጽናዕቲ ብምምላእ ንኹሎም ኣባላት ማሕበረሰብ እነቕርቦም ግልጋሎታት ክነመሓይሽ ሓግዘና። ነዚ ሓበሬታ እዚ ከም ኣካል Title VI of the Civil Rights Act (ርእሲ ዓንቀጽ VI ሲቪላዊ መሰላት) ንካልኦት ፌደራላዊ አጸባጽባታትን ጌርና ኢና ኣብ ጥቕሚ እነውዕሎ።
ናይ ብሕታዊነት መጠንቀቕታ፡ ኣብ'ዚ ዳህሳስ እዚ ዚርከብ ሓበሬታ ከም ህዝባዊ መዝገብ እዩ ዚርአ ስለ'ዚ ንህዝቢ እውን ኪግለጽ ይኽእል እዩ። ዝያዳ ሓበሬታ እንተ ደሊኹም፡ ንሕጊ ህዝባዊ መዛግብቲ ኣዋጅ፣ RCW Chapter 42.56 ርኣዩ። ሓበሬታኹም ብኸመይ ከም እነመሓድሮ ብዝያዳ ክትፈልጡ እንተ ደሊኹም ኣብ፡ መግለጺ ብሕታውነት. ርኣዩ። .

T