• English
  • Español
  • Filipino
  • Soomaali
  • Tiếng Việt
  • Հայերեն
  • العربية
  • فارسی
  • नेपाली
  • हिन्दी
  • ไทย
  • ລາວ
  • ትግርኛ
  • አማርኛ
  • ខ្មែរ
  • 中文
  • 日本語
  • 한국어

ቅጥዒ ጸብጻብ

ብኽብረትካ ነፍስወከፍ ፍጻመ ብዝተፈላለየ ጸብጽብ እም ብዝተኻእለካ መጠን ብዙሕ ሓበሬታ ሃብ። ጸብጻብ ክትገብር ትኽእል ኢኻ ከም ኩሉግዜ ኣድላይነት። ኩሎም መልስታት ምስጢራውን ንሕናን ናትና ተሓጋገዝቲ መሻርኽትን የኽእለና ብኮቪድ-19 ግዜ ወይ ድሕሪኡ ኣብ ሶኖማ ግዝኣት ውሽጢ ናይ ወዲ ሰብ ፍጻሜታትን ሽግራትን ንምክትታል። ናትካ መለለዪ ሓበሬታ ካብ ዝኾነ ግለሰብን/ወይ ሳልሳይ ኣካል ናይ ከባቢ ወሲኽካ ኣይነማቓርሕን፣ ናይ ስቴትን ፌደራል ወኪላት ኣተግበርቲ ሕጊ። ዝተኣከበ ሓበሬታ ድሌታት ንምልላይን ናይ ሶኖማ ግዝኣት ነበርቲ ሰብኣዊ መሰላት ብዝበለጸ ንምምሕያሽ ስታትስቲካዊ ሓበሬታ ንምጽብጻብን መዓላ ከነውዕሎ ኢና። ሕማቕ ኣጋጣሚ ኮይኑ፣ ዝቐርቡ መጎተታት መልሲ ኣይንህብን ኢና። እቲ ጸገም ህጹጽ እንተዳኣ ኮይኑ፣ ብኽብረትካ ናብ 911 ደውል።

Question Title

* 1. ጸብጻብ ንመን ትገብር፧

Question Title

* 2. ብኽብረትካ ናትካ ወይ ንስኻ ጸብጻብ ትገብረሉ ዘለኻ ሰብ (ዝምልከተካ ኩሉ ምልክት ግበር)

Question Title

* 3. ብኽብረትካ ጾታኻን/ወይ መንነት ጾታኻ ግለጽ(ዝምልከተካ ኩሉ ምልክት ግበር)፥

Question Title

* 4. ብኽብረትካ ዕድሜኻ ምልክት ግበር

Question Title

* 5. ብኽብረትካ ካብዚኦም ኩነታት ንዓኻ ወይ ንስኻ ጸብጻብ ትገብረሉ ዘለኻ ሰብ ዝገልጽ እንተዳኣ ኮይኑ ምልክት ግበር (ዝምለከተካ ኩሉ ምልክት ግበር)

Question Title

* 6. ዕለት ፍጻመ

Date
Time

Question Title

* 7. ፍጻመ ዝተኻየደሉ ቦታ

T