}ጎደናታት ጥዕናኹም ሓልዉ/Stay Healthy Streets ከምኡ’ውን }ጎደና ጉዕዞኹም ቀጽሊ/Keep Moving Streets ከም ኣካል ናይ ኮቪድ-19 ለበዳ፡ ህጹጽ ግብረ-መልሲ ንምሃብ ኢሉ ዝተጀመረ እዩ። ዝበዝሓ ትካላት፡ ቤት ትምህርታት፡ ቤት መግብታት፡ ጂማትን መጻወቲ ባይታታትን ተዓጽዮም እዮም ዘለዉ፡ ሰባት ዝወሳወሱሉን ነገራት ዝገብሩሉን ዝያዳ ምርጫታት ክንህብ ደሊና ኣለና።

ንልዕሊ 25 ማይል ዝኣክል ጎደና ንመሕለፊ ተሽከርከርቲ ዝኸውን ዓጺናዮ ኣለና፡ ከምኡ’ውን ንሰባት በእጋሮም ክጓዓዙሉ፡ ብሽክለታ ክዝውሩ ከምኡ’ውን ክጻወቱ ከፊትናዮም ኣለና። እዘን ጎደናታት እዚኤን ጎደና ጥዕናኹም ሓልዉ ከምኡ’ውን ጎደና ጉዕዞኹም ቀጽሉ እየን ዝበሃላ. ነታ ናይ Lake Washington Blvd ጎደና ጉዕዞኩም ቀጽሉ፡ ከም ኣካል ናይዚ ፕሮግራም ኣብ መንጎ ሓምለን ጥቅምትን 2020 እያ ተኸፊታ።

ንክረምቲ 2021 ዝኸውን ኣማራጺታት ነናዲ ኣለና፡ ከምኡ’ውን ንመልሰ ዕንጋለኹም ክንሰምዕ ምደለና። እዚ ግምገማ ክሳዕ ግንቦት 10, 2021 ክኽፈት እዩ።
 
 

መግለጺ ውልቃውነት
ኣብዚ መፅናዕቲ ዝእከብ ሓበሬታ ናይ ህዝቢ ተባሂሉ ዝውሰድ እንትኸውን ንኹሉ ሰብ ደማ ክፉት ክኸውን እዩ። {t1}ንተቀሳኺ ሓበሬታ፣ ሕጊ ህዝባዊ ሓበሬታ ተወከሱ RCW ምዕራፍ 42.56. ሓበሬታ ብኸመይ ከምንሕዝ ንምፍላጥ ናይ ውልቃውነት መግለጺና ረኣዩ

Question Title

Image
 
25% of survey complete.

T