Invitation for District Stakeholder Input

           ናይ ኣውራጃ ኣካል

ኦክላሆማ (Oklahoma) ኣከባቢ ቤት ትምርቲ ኮሚተ ማሕበር ምስ ኣብ ኦክላሆማ ዝርከብ ዩኒቨርሲቲ K20 ማእከል ብምትሕብባር ፡ንናይ ኣከባብያዊ ማሕበረ ሰብ ትምርቲ ንምሕዳስ ፡ናይዚ ወረዳ ቤት ትምርቲ ቀጻሊ ስልታዊ ዝኮነ ሕደሳ (CSI) ንምግባር ኣብ ምድላው ይርከብ ። ነዚ ክዉን ንምግባርን ቀዳምነት ዝወሃቦ ዕላማታትን ኣብ ምትግባር ዝውሰድ ውሳኔ ናትኩም ሓሳባት ወይ መርገጺ ን ጉጅለ (CSI) መደብ ወሳኒ እዪ። ኣብዚ ወረዳዊ ቤት ትምርቲ ብምስታፍኩም ከምኡ ውን ስለ ቀጻሊ ድጋፍኩም ነመስግን ።

የቀንየልና!

ወረዳዊ ኦክላሆማ ቤት ትምርቲ ኮሚተ ማሕበርን K20

ንተወሳኪ ሓበሬታ በዚ ርከቡና

Stephanie Hyder

ናይዚ ትልሚ ኣበግሶን ፈጻሚ ኣገልግሎትን ዋና ዳይረክተር

ናይ ኦክላሆማ ሰሌዳ ማሕበር

stephanieh@ossba.org

405-528-3571

T